Eritreia ሚኒስተር ፍትሒ ወ/ሮ ፈውዝያ ሃሽም፣ ኣብ ምጅማር ትግባረ ስራሕ ምፍታሕ ክርክራት ዘተኮረ ርክብ ኣብ ዞባ ደቡብ ኣካይዳ Por redacao 11 de outubro de 2025 Compartilhar FacebookTwitterWhatsAppTelegram ሚኒስተር ፍትሒ ወ/ሮ ፈውዝያ ሃሽም፡ ኣብ ዞባ ደቡብ፣ ካብ 232 ምምሕዳር ከባቢታት ምስ እተረቝሑ ኣስታት 1,160 ዓበይቲ ዓድን ሽማግለ ዕርቅን ብዕለት 24ን 26ን መስከረም ኣብ ከተማታት መንደፈራን ደቀምሓረን፣ ብዕለት 01 ጥቅምቲ ከኣ ኣብ ድባርዋ ርክብ ኣካዪዳ። ኣብቲ ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ኣቶ ሃብተኣብ ተስፋጼን ዝነበረሉ ርክብ፣ ሚኒስተር ፈውዝያ፡ ንኽብርታትና ዘይውክሉ ተርእዮታት ምግታእን ብብቕዓት ምቅላሶምን ሓባራዊ ዕማም ኵሉ ክፋል ሕብረተሰብ ምዃኑ ብምዝኽኻር፡ ምቛም ዓረቕቲ ሽማግለ ንጡፍ ተሳትፎ ሕብረተሰብ ኣብ ምድንፋዕ፣ ቀጻልነት ክብርታትናን መበቈላዊ ኣገባባትናን ኣብ ምውሓስን ዘላቒ ሰላምን ስኒትን ኣብ ምርግጋጽን ኣገዳሲ ተራ ከም ዘለዎ ገሊጻ። Source link Veja também orages et pluies attendus sur plusieurs régions jusqu’au mardi soir L’Agence nationale de l’aviation civile et de la... مجلس وزاري أشرفت رئيسة الحكومة السيدة سارة الزعفراني الزنزري صباح... الأهلي طرابلس يتفوق بثلاثية نظيفة على الملعب الليبي في مباراة ودية طرابلس/كرة/قدم/ مباراة/ ودية/ نتيجة. Source link افتتاح المرحلة الأولى من المشروع القومي للصوب الزراعية بقاعدة محمد نجيب بمطروح تتضمن إنشاء 1302 بيت زراعي على مساحة 4900... SODIAM arrecada quase USD 17 milhões com leilão de diamantes A Empresa Nacional de Comercialização de Diamantes de Angola... Découvrez les Unes des journaux sénégalais du mardi 14 octobre 2025 Accueil ›Sénégal ›Découvrez les Unes des journaux sénégalais... - Advertisement - AnteriorHon. Atong Kuol Manyang Juuk visits Vice President H.E Dr. Benjamin Bol Mel – Ministry of Trade and IndustryPróximoPrésentation de Ngoroyimana Philémon, nouvel Administrateur communal de Muhuta, par le Président Ndayishimiye – Présidence de la République du Burundi