Eritreia ሚኒስተር ፍትሒ ወ/ሮ ፈውዝያ ሃሽም፣ ኣብ ምጅማር ትግባረ ስራሕ ምፍታሕ ክርክራት ዘተኮረ ርክብ ኣብ ዞባ ደቡብ ኣካይዳ Por redacao 11 de outubro de 2025 Compartilhar FacebookTwitterWhatsAppTelegram ሚኒስተር ፍትሒ ወ/ሮ ፈውዝያ ሃሽም፡ ኣብ ዞባ ደቡብ፣ ካብ 232 ምምሕዳር ከባቢታት ምስ እተረቝሑ ኣስታት 1,160 ዓበይቲ ዓድን ሽማግለ ዕርቅን ብዕለት 24ን 26ን መስከረም ኣብ ከተማታት መንደፈራን ደቀምሓረን፣ ብዕለት 01 ጥቅምቲ ከኣ ኣብ ድባርዋ ርክብ ኣካዪዳ። ኣብቲ ኣመሓዳሪ ዞባ ደቡብ ኣቶ ሃብተኣብ ተስፋጼን ዝነበረሉ ርክብ፣ ሚኒስተር ፈውዝያ፡ ንኽብርታትና ዘይውክሉ ተርእዮታት ምግታእን ብብቕዓት ምቅላሶምን ሓባራዊ ዕማም ኵሉ ክፋል ሕብረተሰብ ምዃኑ ብምዝኽኻር፡ ምቛም ዓረቕቲ ሽማግለ ንጡፍ ተሳትፎ ሕብረተሰብ ኣብ ምድንፋዕ፣ ቀጻልነት ክብርታትናን መበቈላዊ ኣገባባትናን ኣብ ምውሓስን ዘላቒ ሰላምን ስኒትን ኣብ ምርግጋጽን ኣገዳሲ ተራ ከም ዘለዎ ገሊጻ። Source link Veja também تدعيم التعاون الاقتصادي والتجاري بين تونس والكامرون محور لقاء رئيس الحكومة بنظيرها الكامروني وتم خلال هذا اللقاء استعراض أوجه التعاون الثنائي... نائب قيادة الأفريكوم يلتقي في طرابلس بـ ( الحداد – زوبي – محمود حمزة ) . ليبيا/أمريكا/افريكوم/قيادات عسكرية/لقاءات Source link إنشاء طريق نفق أحمد حمدي / شرم الشيخ الجديد بطول 342 كم لتيسير التنقل وزيادة العمران وتنشيط... Por 20 mil kwanzas jovem de 30 anos mata cunhado no Bié Na província do Bié, um jovem de 30 anos,... Haddas Ertra 12 October 2025 Haddas Ertra 12 October 2025 Source link Coût de vie au Niger : les prix du chou pommé et du poivron frais s’envolent (SIMA) Niamey, 13 oct. (ANP)-Les prix du chou pommé... - Advertisement - AnteriorHon. Atong Kuol Manyang Juuk visits Vice President H.E Dr. Benjamin Bol Mel – Ministry of Trade and IndustryPróximoPrésentation de Ngoroyimana Philémon, nouvel Administrateur communal de Muhuta, par le Président Ndayishimiye – Présidence de la République du Burundi